Newsletter No.2, September 2020

Newsletter No.2, September 2020

ሱርባና ቍ. 1 ካብ ወርሒ 7 ናይ 2019 ኣትሒዛ ንልዕሊ ሓደ ዓመት ብዘይ ምቁራጽ ክሳብ ሎሚ ስደተኛታት ኣብ ምዕቋብን ምጽላልን ዘይንዓቕ ኣበርክቶ ክትገብር ጸኒሓን ኣላን። ብድምር ልዕሊ 860 ስደተኛታት ኣጽሊላን ኣዐንጊላን። ንዝሓመሙ፡ ሞራላውን ኣካላውን ድኻማት ዘሎዎም፡ ረዳኢ ሰብ ዘይብሎምን ካልኦትን ስደተኛታት ነባሪ ፍታሕ ክሳብ ዝረኽቡ ግዝያዊ መጽለሊ ኰይና ጸኒሓን ኣላን።

Read More  
Newsletter No.1, July 2020

Newsletter No.1, July 2020

ንእሽቶ ኣበርክቶ ንዓቢ ተስፋ “ጠምየ ነበርኩ እሞ፡ ኣብላዕኩምኒ። ጸሚአ፡ ኣስቴኹምኒ። ገይሸ፡ ተቐበልኩምኒ። ዓሪቐ፡ ከደንኩምኒ። ሓሚመ፡ በጻሕኩምኒ። ተኣሲረ፡ መጻእኩምኒ፡” ይብል እቲ ቅዱስ ቃል።

Read More